ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትታትን ጥዕና ኬላ ግልጋሎት ዝዉዕል

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
  • 1 ንምምሃርን ምስትምሃርን ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ - በዝሒ 9780 - ካብ 9ይ ክሳብ 10ይ , 1ይ 8ይን ክፍልታት ካልኣትን ኣብ ዝባን ካብ ዝተለጠፈ ዋጋ ንላዕሊ ተቐባልነት ይብሉን
  • 2 Indoor Game & Out door game / ዝተፈላለዩ ዓየነት ተገጣጠምቲ መፃወትን ናይ ቆልኡ - በዝሒ 1820 ንቆልኡ መፃወቲ ተገጣጠምቲ
  • 3 ሳይንስ ኪት - ሴት 18 - ናይ ወፃኢ/ ኣብ ሓንቲ ኪት 14 ዓይነት ኣቅሑት ዘለዎ
  • 4 ፍርናሽ : መተርኣስ : ኮበርታ : ኣንሶላን ምንፃፍን - ቁፅሪ 102 ብዝተዉሃበ ዓቐን መሰረት

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ቫት ተመዝገብቲ ንምካኖም መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

4 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::

5 እቲ ኣቅሓ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ መኽበሪ 1 ን 2 5000 ንሳይንስ ኪት 3000 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ጥራሕ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

7 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንቁፅሪን 1 ን 2 100 ብር ንሳይንስ ኪት 50 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ካሸር ገዚኦም ክወስዱ ይኽእሉ::

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ፋይናንሻል ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሐደ ኦርጅናል ን ሐደ ኮፒን ብፖስታ ብምፍላይ አብ ስራሕ ሰዓት ካብ 7 ነሓሰ 2010 ዓ/ም ክሳብ 22 ነሓሰ 2010 ዓ/ም 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

9 እቲ ጨረታ 22 ነሓሰ 2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣዳራሽና ማልት ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

10 ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo