ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና በጀት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈትን : ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓዶ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

2 መለለይ ቁፅሪ ቲን/TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገቡን መረደእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን::

4 ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ዝተሐደሰ መታወቂያ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ወርሓዊ ዲክላሬስን ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓ/ም ከቕርቡ ዝክእሉን::

6 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፍል ሰነድ ጨረታ ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተጫራታይ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘወፀኦ ዝርዝር ወፃኢ ምቕራብ ኣይከአልን

8 ተጫረቲ ኣብ ዋጋ መወዳደሪ ዝቀረበሎም ሰንጠረዥ ዋጋ ሽምን ክታም ኣድራሻን ማህተምን ብዘይ ምንም ስርዝ ድልዝ ከስፍሩ አለዎም::

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/12/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዝኽፈተሉ ዕለት 22/12/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ኣድራሻና ጥቃ ቐዳማይ ብርኪ ሃፅይ ዩዉሃንስ ቤት ትምህርቲ ብኣካል ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ

ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344402420 ብምድዋል ምሕታት ይኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo