3ይ ግዘ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሕቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፅሄትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ዓይነት ስራሕ ሕትመት ስራሕቲ ቤት ትምህርትን ናመመረቂ መፅሄት ኣ/ህፃናትን ተምሃሮ 12 ክፍልን

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርብ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ብባንኪ ክትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ስፒኦ አብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሐዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቀርብ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ቅድሚ ሕዚ ናይ ዝሰርሕዎም ስራሕቲ ሳምፕል መፅሄት ከቅርብ አለዎም

8 ቅድሚ ሕዚ ናይ ዝሰርሕዎም ስራሕቲ ብግዝኡን ብፅርየቱን ከምዘረከቡ ዝተዉሃቦም ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእል

9 እቲ መፅሔት ሙሉእ ብሙሉእ ሕብራዊ ቀለም እዩ

11 እቲ መሐተሚ ዝጥቀመሉ ወረቀት ሽፋኑ 250 ግራም ላምኔትድ ዉሽጡ 150 ግራም

12 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአተወሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ

10 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 1/12/2010 ዓም ክሳብ 11/12/2010 ዓም ሰዓት 9:00

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 11/12/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ይክፈት

12 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ ኒኮላስ ኩሉ ግዜ ካብ ንጉሆ ሰዓት 2:00-8:00

13 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 034240138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo