ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላቮራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መክበሪ ጨረታ ብር 10000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዘቅርቦ ሪኤጀንት ብናይባዕሎምኣብሆስፒታልመቀለየረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታ ንሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ዉሕስና ጨረታ ዘቅርብስፒኦኣብዉሽጢፖስታተዓሺጉከቅርብይግባእ

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድብር 50 ብርእዩ

7 ተጫረቲ እዚጨረታካብዕለት 4/12/2010 ጀሚሩ ክሳብ 18/12/2010 ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እነዳገዛእኵም ምዉሳድ ይክእል

8 ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ ኣብ ናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጥራሕ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባለነት የብሉን

9 እዚ ጨረታ ዕለት 15/11/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልዘ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

11 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ሰነድ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ድሐሪ ምክፋቱ ክሳብ 60 መዓልቲ እዩ

13 ሆስፒታል መቐለ አብዚ ጨረታ ምልክታ ዘየካተቶም ብመምርሒ ዕደጋ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ተገዛኢ ይከወን

ንዝበለፀ መበሬታ 0344420046

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo