ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሐቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፄሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ዓይነት ስራሕ ሕትመት ስራሕቲ ትምህርትን ናመመረቂ መፅሄት ኣ ህፃናትን ተምሃሮ 12 ክፍሊ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

 2 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

6 ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

7 ቅድሚ ሕዚ ናይ ዝሰርሕዎም ስራሕቲ ሳምፕል መፅሄት ከቅርቡ አለዎም

8 እቲ መፅሔት ሙሉእ ብሙሉእ ሕብራዊ ቀለም እዩ

9 እቲ መሓተሚ ዝጥቀመሉ ሽፋኑ 250 ግራም ላምኔትድ ዉሽጡ 150 ግራም

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝኣተወሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ

11 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 19/11/2010 ዓም ክሳብ 30/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00

12 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 30/11/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ይክፈት

13 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342400138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo