ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት ንመሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 Tin Number ተመዝገብቲ ዝኮኑ

3 ብዝወፀ ዝርዝር /ስፔስፊኬሽን/ መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ

4 ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ቲኦትን ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ንናይ ቫት ተመዝገብቲ ድማ ናይ ወርሒ ጉንበት 2010 ዓም ወርሓዊ ሪፖርት ዲክለራስዩን ከቅርብ አለዎ

5 ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ከፊሉ ክዕድግ ዝክእል

6 ጨረታ መክበሪ 2% ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ንዝክእል ንዝስዓሮ ንብረት 5% ዉዕሊ መክበረ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 17/11/2010 ዓም ወይ 23/11/2010 ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ሳልሳይ ደብሪ ምዉሳድ ዝክእል

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 23/11/2010 ዓም ወይ 30/07/2018 ኣፈ ሰዓት 6:00 ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 23/11/2010 ኣፈ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo