ኣብ ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕከሙ ተሐከምቲ ምግቢ ዝከዉን ኣስቤዛ ጥረምረ እና ቅመማ ቅመም ካብ ዝምልከቶም በቢ ዘርፉ ዘለዉ መቅረብቲ አወዳዲሩ ከብ ሰዓራይ ዝኮነ ክዕድግ ይደሊ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

1 ናይቲ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ዘቅርብ

2 ብንግዲ ስራሕ ዝተሰማረየ ምካኑ ዝተዉሃቦ መፍለይ ቁፅሪ ( Tin Card ) ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ዘቅርብ

3 አብ ናይ መንግሰቲ ግዝኢት ንምስታፍ ዝተዉሃቦም ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ካርዲ ኣብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ዘቅርብ

4 ጨረታ መከበሪ ብስፕኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጥራሕ ኮይኑ ብር 3000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሰንዱቅ ዘእትዉ

5 ጨረታ ሰነድ ዘይመለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ካብ ዕለት 14/11/2010 ዓም ክሳብ 28 /11 /2010 ዓም ካብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጨረታ ሰነድ ወሲዶም ዋጋ ብትክክል መሊኦም ንዑኡ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ዓሺጎም ከእትዉ አለዎም

6 እዚ ጨረታ ዕለት 28 /11 /2010 ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ይክፈት

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 45 22 01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo