ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ፅሬት ኣቅሑት: ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢን: ኤሌክትሪክን አኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መክበሪ ጨረታ ብር 10000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫረቲንዝሰዓሮንብረትብናይባዕሎምኣብሆስፒታልመቀለየረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞ ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ዉሕስና ጨረታ ዘቅርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቀባልነት የብሉን

6 ዋጋጨረታሰነድብር 35 ብርእዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብዕለት 3/11/2010 ጀሚሩ ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እነዳገዛእኵም ምዉሳድ ይክእል

8 እዚ ጨረታ ዕለት 18/11/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልዘ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

10 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ሰነድ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ድሐሪ ምክፋቱ ክሳብ 60 መዓልቲ እዩ

ንዝበለፀ መበሬታ 0344420046

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo