ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ንማሕበራት ግልጋሎት ዝዉዕል ተሽከርካሪ ወንበር ጠረዼዛ ናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ኣጋያሽ ወንበር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ

በዚ መሰረት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 17 07 2018 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምብራቅ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብምግዛእ ክትወዳደሩ ንዕድም

1 ተጫረቲ ትካላት ነቶም ዝተዘርዘሩ አቁሑት ዝወፀ ስፐስፍኬሽን ካብ ቤት ፅሕፈትና ሴክረታሪ ካሸር ክትወስዱ ትክእሉ

2 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 17 /7 /2018 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይቲ ዘቅርብዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብ ሲፒኦ ከቅርቡ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 17 /07 /2018 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415343 0914728870 ኣድራሻ 22 መዞርየያ ጥቃ ልደተታ ምግብ ቤት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo