ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣንሶላን ፎጣን ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 Printed bed sheet with two pillow case/ኣንሶላ/ መዐቀኒ :pair በዝሒ :1008 መብርሂ 2.40 x160

2 ፎጣ መዐቀኒ: pcs በዝሒ :1008 መብርሂ: 90 x180

3 ደፍተር በዓል 32 ሉሕ ሰነር ላይን መዐቀኒ: ቁፅሪ በዝሒ :16128

4 ቻርጀር ናይ ላፕቶፕ በዝሒ :1

5 ናይ ላፕቶፕ ባትሪ በዝሒ :3

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኣንሶላን ፎጣን 5000 ቅርሺ ንደፍተር 5000 ቅርሺ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱ ይኽእሉ::

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኦርጅናልን ኮፒን ብምፋላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2 ሓምለ 2010 ዓ/ም ክሳብ 11 ሐምለ 2010 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

7 እቲ ጨረታ 11 ሓምለ 2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣዳራሽና ኣብ አደራሽ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን ካብ ዝባን እቲ መፅሓፍ ንላዕሊ ዋጋ ዝተጠቀሰ ተቐባልነት የብሉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo