አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ን 2010 ዓም ንደቂሶም ዝሕከሙ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል : ባኒ : ቅመማ ቅመማ : በርበረ : ክክዕ : ኣየዱን ዘለዎ ጨዉ : ናይ ቆርቆሮ ፃባ : እንቋቆሖ : ኣትክልትን ፍረምረን : ናይ ምግቢ መቅረቢ(ምግብና ኣቑሑ )ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣለማጣ

                                                ግልፂ ጨረታ

አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ን 2010 ዓም ንደቂሶም ዝሕከሙ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ጣፍን ጥረምረን: ጤል : ባኒ : ቅመማ ቅመማ : በርበረ : ክክዕ : ኣየዱን ዘለዎ ጨዉ : ናይ ቆርቆሮ ፃባ : እንቋቆሖ : ኣትክልትን ፍረምረን : ናይ ምግቢ መቅረቢ(ምግብና ኣቑሑ )ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ተጨረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ቲን ናምበር : ናይ ዝተሐደሰ ናይ

2 መክብሪ ጨረታ ንጣፍን ጥረምረን 5000 ቅርሺ ነቲ ካሊእ ዘርፊ 3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ቼክ ከትሕዝ ከምዘለዎ

4 አሸናፊ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረ ጀሚሩ ብዉዕሊ መሰረት ኣታዊ ክገብር ዝክእል

5 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኣላመጣ ሆስፒታል ከቅርብ ዝክእል

6 ናይዚ ጨረታ ነቲ ምግቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ኩሉ ዓይነት ቀረብ ሰሙናዊ ወርሓዊ ከምእዉን በቢ 3 ወርሒ ኣታዊ ዝግብር ዘጠቃለለ ክከዉን ከምዘለዎ ኣብ ግምት ዉሽጢ ክተእትዩ ከምዘለኩም

7 ኣብዚ ምልክታ እዚ ዘይተገለፀ ሮቆሒታት ብመምርሒ ዕደጋ ቁፅሪ 4/2007 መሰረት ተገዛኢ ዝከዉን ተጫራታይ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 3/11/2010 ዓ/ም ክሳብ 17/11/2010 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 18/11/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 034774 0251 ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo