ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ንብረት ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ በዓል 200M3 ክሰርሕ ያደሊ 1 ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድን ስራሕ ልምዲን ዘለዎ ደረጃ 7ተ ን ልዕሊኡን 2 ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርዲን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 3 ቫት ዝተመዝገበን ቴም ካርድ ናይ ግብሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 4 ተጫረቲ ናይ ዝትጫረትዎ ሰነድ ዝርዝር ዋጋ ዝግልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብክልተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብብባዕሉ ፖስታ አሽጉ አተሓሕዙ ዘቅርብ 5 ናይ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ብር 5000.00 (ሐሙሽተ ሽሕ ብር) ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንኪ ዝትመስከረሉ ቼክ ወይ (CPO ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል 6 ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ዋጋ ዝርዝር ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 27/09/2006 ዓ/ም ክሳብ 06/10/2006 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓተ አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 10 ዘይምለሰ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ናይ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል 7 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት 8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዓለት 06/10/2006 ዓ/ ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እብ ዘለወዎ ይክፈት 9 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቁ 0344-43-00-53 ሞባይል 0914-78-35-64
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (55)
- ኮንስትራክሽን (793)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3877)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (199)
- ሕርሻ (375)
- ህንፃ መሳርሒ (1994)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1485)
- ምምካር (150)
- ትምህርቲን ስልጠና (168)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1593)
- ምግብን መስተን (407)
- እግድ (33)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1145)
- ጥዕና (246)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (272)
- ፅገና (702)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (334)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1499)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (628)
- መሸጣ (960)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (76)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1213)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (447)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (333)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (534)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (229)