ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ንብረት ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ በዓል 200M3 ክሰርሕ ያደሊ 1 ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድን ስራሕ ልምዲን ዘለዎ ደረጃ 7ተ ን ልዕሊኡን 2 ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ካርዲን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 3 ቫት ዝተመዝገበን ቴም ካርድ ናይ ግብሪ ክፍሊትን ዋናን ቅዳሕን ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘቅርብ 4 ተጫረቲ ናይ ዝትጫረትዎ ሰነድ ዝርዝር ዋጋ ዝግልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብክልተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብብባዕሉ ፖስታ አሽጉ አተሓሕዙ ዘቅርብ 5 ናይ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ብር 5000.00 (ሐሙሽተ ሽሕ ብር) ዉዕሊ መክበሪ ወይ ብባንኪ ዝትመስከረሉ ቼክ ወይ (CPO ) ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክትሕዝ ዝክእል 6 ናይ ማይ መጠራቀሚ ገንኢ ዋጋ ዝርዝር ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 27/09/2006 ዓ/ም ክሳብ 06/10/2006 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓተ አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 10 ዘይምለሰ ብር 100.00 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ናይ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ዝክእል 7 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ሰዓት 8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዓለት 06/10/2006 ዓ/ ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እብ ዘለወዎ ይክፈት 9 ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ምሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ተወሳኪ ሓበሬታ ስ ቁ 0344-43-00-53 ሞባይል 0914-78-35-64
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (55)
- ኮንስትራክሽን (790)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3856)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (195)
- ሕርሻ (375)
- ህንፃ መሳርሒ (1973)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1480)
- ምምካር (149)
- ትምህርቲን ስልጠና (168)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1589)
- ምግብን መስተን (407)
- እግድ (27)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1143)
- ጥዕና (244)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (271)
- ፅገና (702)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (330)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1498)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (626)
- መሸጣ (951)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (75)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1196)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (444)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (332)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (533)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (228)