ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብምጭራት በቢእዋኑ ንምግዛእ ንሽድሽተ ወርሒ ብምእሳር ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኦርጅናልን ኮፒን ብምፋላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 28 ሰነ 2010 ዓ/ም ክሳብ 13 ሐምለ 2010 ዓ/ም 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

11 እቲ ጨረታ 13 ሓምለ 2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣዳራሽና ኣብ አደራሽ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

12 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን

ካብ ዝባን እቲ መፅሓፍ ንላዕሊ ዋጋ ዝተጠቀሰ ተቐባልነት የብሉን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo