ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትሪን ጨንፈር እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡን ዘሐደስሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእልን

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጉንበት 2010 ዓም ናይ ተወሳኪ አሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርበ ዝክእል

3 ዘትሕዝዎ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ክህልዉ አለዎ

4 ተጫራቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትሪን እንዳስለሴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከቅርቡ ይግባእ

5 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ከቅርቡ ይግባእ

6 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ሽም : ፊርማ : ማህተምን ከዕርፍሉ ይግባእ

7 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርበዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክከዉን አለዎ

8 ብዝተፈላለየ ምክኒያት ጨረታ ከዛብዕ ዝመኮረ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዎ ትሕጃ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ እዉን ከይሳተፉ ይገብር

9 ሳንዱቅ ጨረታ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ እዉን ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ከምእዉን ዝተማለ ሰነድ ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

10 ተጫረቲ ድሕሪ እቲ ሳንዱቅ ጨረታ ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀደሎምን ንዝበለ ድማ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ኣይመለሰሉን

11 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ዓሺጎም ዋናን ቅድሕን ተባሂሉ ድማ ኣብ ዝባኑ ይፀሓፈሉ

12 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ጨንፈር እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ድማ ምዉሳድ ይከኣል

13 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ድማ 60 መዓልቲታት ይከዉን

14 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 20 ሰነ 2010 ክሳብ 30 ሰነ 2010 ዓም ኮይኑ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ድማ ይከፈት

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ኣማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ተጫራታይ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን አታዊ ይገብር

ንዝበለፀ ሐበሬታ ድማ 0343400023 0938156154 0914161741 0914350166

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo