ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2007 ዓም በጀት ዓመት ንሓፂር ስልጠና ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

                      ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2007 ዓም በጀት ዓመት ንሓፂር ስልጠና ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ

ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ስለዚ ኣብዚ ዝወዳደር ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ ከማልኡ አለዎም

1 ናይ ወርሒ መጋቢት 2007 ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩ::

2 ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን/ ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::

ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 13/09/ 2007 ዓ/ም  ክሳብ ዕለት 27/09 /2007 ዓ/ም ዘይምለስ 20 ብር/ ዒስራ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27 /09/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 27/09/2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ቀ ምዃኑ ንገልፅ::

ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo