ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መሬት መቆፃፀሪ ነጥቢ ኮንክሪት ምፍራይን ምትካልን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

         ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቑፅሪ 06/2007

ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ  2007 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መሬት መቆፃፀሪ ነጥቢ ኮንክሪት ምፍራይን ምትካልን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::

  1. ናይ2007 ዓ/ም  በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉ  ኣብ ምፍራይ  ብሉኬትን ቱቦታት ዝተዋፈሩ  ደቐቅቲ ንግዲ ትካላት::
  2. ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin  ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
  3. ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
  4. ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
  5. ናይ ኤጀንሴ ደኣንት ድጋፍ ሰርትፍኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::
  6. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2 ወርሒ ብዝቐረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ኣብ ከተማ ኣላማጣ: ማይጨዉ : ዓድዋን ሑመራን :ሕድሕድ እተን ከተማ ኣፍሪኹም ክተረከቡ እትክእሉ::
  7. መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
  8. ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን  ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 49 ዘይምለስ  20.00 /ዒስራ ብር /ብምግዛእ ካብ 10/09/2007ዓ/ም ክሳብ24/09/2007 ሰዓት 4:00 ዋጋ መሊእኩም ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
  9. ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር3000.00ሰለስተሽሕብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
  10. እቲ እትወዳደርሉ ጨረታ ናይቲ ዘሸነፍኩምዎ ዋጋ ልዕሊ 5000.00 ሓሙሽተ ሽሕ ብር እንተበፂሑ ቫትን ዊዝ ሆልዲንግን ኣብ ቢሮ ተቖፃሪ አታዊ እግበር ምኻኑ ክፈልጥ ይግባእ::
  11. እቲጨረታዕለት24/19/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት4:30 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 8:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስንን ብረትምምሕዳርንተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
  12. ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
  • ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589/0344408973 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo