ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ስርናይ ኣዉስትራሊያ : ሞራልን ዝተፈላለዩ: ዝተፈላለ አገልገልት ዝሃቡ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

1 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኦፍላ ንኡስ ከይዲ ስራሕን ምምሕዳር ንብረትን

2 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 30 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 14 ሰነ 2010 ዓም ንተካታተልቲ 15 መዓልቲታት

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 14 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 9:00

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 14 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 9:30

5 ፖስታ ጨረታ ዝኣትወሉ ሳንዱቅ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኦፍላ ይርከብ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዝገዝእሉ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ይከዉን

7 መከበሪ ጨረታ 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ወይ እዉን ብጥረ ገንዝብ ኣብ ዉሕስና ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ መትሓዚ ከቅርበ ዝክእል

8 ሰዓራይ ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ግዘ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ክልተ መዓልቲ እቲ ገንዝብ መሉእ ብምሉእ አታዊ እንተዘይግይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ መንግስቲ አታዊ ይከዉን

9 ሰዓራይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ እንተዘይኣልዒሉ ድሕሪ ንዝፍጠር ፀገም እቲ ቤት ፅሕፈት ተሓታቲ ኣይከዉንን

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ሐራጅ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo