ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሐበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ንብረታት ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን

1 በቲ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 28/09/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 7/9/2010 ዓም ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሐበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 2 - 20 ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2010 ዓም ናይ ዘገልገለ ንብረትን ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 ምከበሪ ጨረታ ብር 1000 ብጥር ገንዝብ ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

4 ተጨራታይ ካብ ጠቅላላ ዘሸነፎ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዝብ ብስፒኦ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተጫራታይ ንዝሸነፎ ንብረት ናይ መጎዓዝያ ናይ ጉልበትን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ብምሽፋን ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዘሸነፎ ዋጋ 10 ሚእታዊ ክፍሊት ብምፍፃም ዉዕሊ ይኣስር

6 ንበረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ኤጀንሲን ቴክኖሎጂ ሐበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ ኢንኩቤሽን ህነፃ ጥቃ ቤተሰብ መምሪያ ቤት ፅሐፈት ምርኣይ ካም ዝከአል

7 እቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኤጀንሲ ቴክነሎጂ ሐበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ካብ ዕለት 28/9/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 7/9/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ እዋን ምእታዉ ከም ዝከኣል

8 አብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል

9 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ እዋን ዕለት 7/9/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ 4:30 ይክፈት

10 ዉዕሊ ብምእሳር አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክፍሊት ብምፍፃም ንብረት ክልዓል አለዎን እንድሕር እቲ ንብረት በቲ ዝተብሃለ ግዘ እንተዘይተላዒሉ 10 ሚእታዊ ዝተትሓዘ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣተዊ ይከዉን

11 ኤሸንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo