ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዝአረገን ንብረታት ኣቅሑ ብግልፂ ኤጀንሲ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከተቅርቡ አለኩም ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምካንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንክትወስዱ ክተልዕልዎ ይግባእ እንድሕር ዘይተልዕሉ ዘትሓዝኩምዎ CPO ኣብ ኤጀንሲና አታዊ ከም ዝከዉን ነፍልጥ

4 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እተቅርብዎ ብግልፂ ክከዉን አለዎ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ኣብ ሕድሕድ ገፅን ኢንቨሎፕ ናይቲ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 20 ብር እናከፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልልትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ዕዳጋን ፋ/ን/ምም/ር ካብ 30/09/2010 ዓም ክሳብ 11/10/ 2010 ዓ/ም ሰዓት 6:30 ናይ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 11/10/2010 ዓም ሰዓት 6:30 ናይ ቀትሪ ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8:30 ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 500 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ አለኩም

8 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪብና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ 20% ምዉሳክን ምቅናስን ዝክአል ምካኑ ነፍልጥ

ኣድራሻና ኣብ 17 ቀበሌ ዕደጋ ብዕራይ ጥቃ እነዳገብሪኤል በተክርስትያን ስልኪ ቁፅሪ 0342415092

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo