ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ተንቃሳቃሲ ሓፂን ኮንቲነር ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

1 ናይ 2010 ዓምዝተሐደሰፍቃድንግድንመቅረባይነትን ከቅርብዝክእል

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ ናይ ወርሒ መጋቢት ወይ እዉን ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፈለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን ዘይመለስ ቅዳሕ ግልፅን ተነባቢን ገይሮም ዘቅርቡ

3 ኣብ ዘመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ካብ ዋና ንበረት ወፃኢ ምቅራብ ካብ ዝተቀመጡ ረቆሒታት ወፃኢ ከቅረቡ ምፍታን ኣብ ዘይ ዘፈር ንግድካ ምዉድዳርን ካልኦትን ሕጊ ጨረታ ዘዛብዕ ስራሕ ዘይፍቀድ ምካኑ ፈሊጡ ረቆሒ ከይተለወጠ እቲ ትካል ብዝመረፆ ብዝአመነሉን መርአይ ማለት እዉን ሳምፕል መሰረት ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ 40 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስከተማሽረእንዳሴላሴደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘተዳለወ መቀቢ ሰንዱቅ ጨረታ ክሳብ 9 ሰነ 2010 ዓም ምእታዉ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ንዝሰዓሮ ንበረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብ ንበረት ክፍሊ እቲ ትካል ዘቅርብ

6 መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ዘትሕዝ

7 ንዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ዝመልእ

9 መከበሪ ጨረታብባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ብስፒኦ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ዘትሕዝ ኮይኑ ንነብስወከፍ ዘፋራት ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 4000 ቅርሺ : ተንቃሳቃሲሓፂንኮንቲነርስጋ 3000 ቅርሺ የትሕዙ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 27 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ 11 ሰነ 2010 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 12 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድም ቀትሪ እንትከዉን ዝክፈተሉ ድማ 12 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምህላዎም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

ንተወሳኪሐበሬታብቁፅሪስልኪ 0344442866

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo