ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

                 ምልክታ ግልፂ ጨረታ 

ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

ምድብ-1  /LOT -1 : - ናይ ቀዋሚ ንብረት ኣቑሑት ፈርንቸር

ምድብ- 2    /LOT -2 : -  ሕትመት

 ምድብ- 3   /LOT -3  ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ስለዚ

1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቓድሓደኮፒከቅርብዝኽእል::

2 ናይግብሪከፋላይመለለይ TIN ቑፅሪሰርተፊኬትሓደኮፒከቅርብዝኽእል::

3  ንተወሳኪእሴትታክሲዝተመዝገበ  VAT ምዝገባሰርቲፊኬትንናይሕዳር 2007 ዓ/ም   VAT ድክላሬሽንሓደኮፒከቅርብዝኽእል:;

4 በቲዘርፊናይመቕረባይነትዝተመዝገበምኻኑናይዘመኑዝተሐደሰንስኽርወረቐትሓደኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::

5 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኮነተወዳደደሪዝሰዓሮንብረትዉዕሊካብዝኣሰረሉዕለትጀሚሩ እቲ ዝተሓተተ  ናይ ሕትመት ኣብዉሽጢ 15 መዓልቲ ንክሕትም ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ድማ  ንቀዋሚ ንብረት ፈርንቸር ን ኤሌክትሮኒክስ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብዝኽእል::

6  ናይመወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝድልዝዘይብሉናይቲትካልሽምንኣድራሻንማህተምንፌርማንዘለዎ ክኸዉንይግባእ::

7 ተጫረቲንዝተዳለወዝርዝርመምረሒጨረታንሰነድነጨረታን ምድብ- 1 /LOT -1/  ምድብ- 2 /LOT -2/ ን ምድብ- 3 /LOT -3/  ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 40. 00  /ኣርብዓ ብር/ጥራሕ እናኸፈለ ካበቢሮናደጋፊከይዲ ስራሕፍትሒክልልትግራይ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርንቢሮቑፅሪ  317  ካብ  13 /09 /2007 ዓ/ም ክሳብ  27/ 09 /2007 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል::

8 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪንሕድሕድሰነድጨረታብር  3000.00 /ሰለስተሽሕብር / ጥራሕ ብሽምቢ ሮፍትሒክልልትግራይ  /Bureau of Justice/ ብ  CPO  ወይብስቲፋይድ ቼክዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብናብዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማጨረታ ቅደሚምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::

9  እቲጨረታዕለት  27 /09 /2007  ዓ/ም ልክዕ ሰዓት  3:30 ቅድሚ ሰዓትተዓፅዩበቲዕለትሰዓት  4:00  ቅድሚ ሰዓት ኣብቢሮፍትሒክልልትገራይ ከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረት ምምሕዳርን ቢሮቑፅሪ 317ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣበዘለዉሉይኽፈት::

10 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

11 እቲጨረታምስተከፈተቢሮናናይቲዝግዛእንብረትመጠንክሳብ  20 %  ክቅንስክዉስክይክእልእዩ::

12  ሰዓራይእቲዘቕርቦንብረትብበዓልሞያተፈቲሹትክክለኛነቱምስተረጋገፀጥራሕኣታዊይኸዉን::

13  ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ  0344408714  ደዊልካምሕታት ይከኣል::

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo