ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጎማን ካለማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ

1 ዝሐተደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ : መረዳታ መቅራባይነት : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ንምዉሳድ ንነብሰወከፍ ሰነድ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ እነዳከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ክትሕዙ አለዎም

6 ሰዓራይ ተጫራታይ ንዝስዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ከቅርብ አለዎ

7 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ማለት እዉን ቅድመ ክፍሊት ግብሪ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ

8 ጨረታ 11 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347712321 ወይድማ 0347712160 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo