ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉል .ኩባንያ ንቢሮ አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

ስለዝኮነ አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ ትደልዩ ናይ ዶዘር አካረይቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩን ን 15 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማይጨዉ አብ ዝርከብ ኩባንያ ወይድማ መቐለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ብር ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ትክእሉ ምካንኩም

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ፈቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለን ዝሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጅናል ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

2 ተጫረቲ በዚ ዘርፊ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ ንግዲ ምዝገባ ቀፅሪ ወይድማ TIN No ከህልዎም አለዎ

4 ተጫረቲ ብፖስታ ዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ብር 5,000 ጨረታ መክበሪ ከትሕዙ ይግባእ

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ብር 100 ብምክፋል መቐለ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ወይድማ አብ ከተማ ማይጨዉ ቀበሌ 04 ዝርከብ ኩባንያ ኣብ መምርሒ ፋይናንስ መፂእኩም ምዕዳግ ዝክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እዚ ጨረታ ሰኑይ ዕለት 11/6/2018 ዓምፈ ልክዕ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በዚ ዕለት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ መቀለ ኣብ ቀበሌ 16 ፎቶ ደስታ ፊት ንፊት ኣብ ዝርክብ ኩባንያና ይክፈት

7 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዓይነት በቲ ዝድለ ፅርየት እነተዘይኮይኑ ትካልና ናይ ዘይምቅባል መሰል አለዎ

8 ኩባንያ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴልፎን 0347771259 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo