ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈለለላለየዮ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ ቆፀርትን መገጣጠምን :ናይ መኪና ጎማን ስፔራትን: ናይ ፅሬት መሳርሒ: ክሎሪን :ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር: ናይ ኤለክትሪክ ናዉትን ብዉሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ

1 ጨረታ ዝክፈተሉ ዝዕፀወሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ከምእዉን ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ከምእዉን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ይከዉን

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ቢሮ ቁፅሪ 7 ከምእዉን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ንመክበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ሰነድ ምግዛእ ዝክእሉ እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ክሳብ 04/ 10 /2010 ዓም ሰዓት 5:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሸጢ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳጥን ምእታዉ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብኣርባዕተ ፖስታ ዓተዓሻሽጉ ሐደ ዓይነት ዝኮኑ ናይ ቴክኒካል ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ናይ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም

6 እዚ ጨረታ 04/ 10 /2010ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 04/ 10 /2010ዓም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ይክፈት

7 ናይቲ ጨረታ አከፋፍታ ስርዓት ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ጠጠዉ ክብል አይክእልን

8 ስርድ ድልዝ ዘለዉ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 አብቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ነብስወከፍ ፊርማን ማህተምን ኣድራሻን ክህልዎ አለዎ 10 ንብረት ርክክብ ዝፍፀመሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ይከዉን

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ በቁፅሪ ስልኪ 0344481963/0945088441/0914741334

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo