ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት 3ይ ዙር ዝወፀ ጨረታ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብብርኪ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/

1 በዚ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለይ ቁፅሪ ቲን ሰርቲፈኬት ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምዝገባ ሰርተፈኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ሚያዝያ 2010 ዓም ናይ ቫት ድክላሬሽን ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

5 በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ሓደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

6 ኣብተ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

7 ናይ መወዳደሪ ደኩመነት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

8 ተጫረቲ ዝተደለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሸ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ቤት ፅሕፈት ህወ ሓት ካብ ዕለት 14/9/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 24/9/2010 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ገዚኡ ክወስድ ይዕድም

9 እቲ ጨረታ ዕለት 24/9/2010 ዓም ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ንሕድሕ ሰነድ 5000 ብር ጥራሕ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ወይ ብቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ወሓት ፋይናንስ ዘቅርብ ክክዉን አለዎ

12 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መመረፂ እንተረኪቡ ሙሉእ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝግዛእ ንብረት ክሳብ 25 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

14 ሰዓራይ እቲ ዘቅርቦ ንብረት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ኮይኑ ገንዝብ ክፍሊት ይኣቱ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 414129

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo