ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ኤሌክትሮኒክስ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ምልክታ ጨረታ

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ኤሌክትሮኒክስ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

ኣብቲ ጨረታ ክካፈል ዝደሊ ኣቕራቢ ከማልኦ ዝግባእ ሮቑሒታት

1 ምስቲ ዘቅርቦ አቑሑት ተዛመድነት ዘለዎምን ሕጋዊ ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN) ዘለዎን ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን::

3 አብ ተወሳኪ  እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ምኻኖም ዝገልፅ ናይ ወርሒ መስከረምን ጥቅምትን ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም ዝሕብር መረዳእታ ከቕርቡ ይግባእ::

4 ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ነንሕድሕዲኡ ጨረታ ሰነድ ብር 1,000.00 / ሐደ ሽሕ ብር ብናይ ኢትዩያ ብሄራዊ ባንክ እዉቅና ዝተዉሃቦ ባንክታት ስፒኦ ምቕራብ ዝኽእል ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ::

5 አሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ዘሸነፈሉ ንብረት ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ከትሕዝ ዝኽእል ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ናብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል::

6 ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 15.00 ንህንፃ መሳርሒ ንኤሌክትሮኒክስ  ንፅሬት ኣቑሑትን ብር 10.00 ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋናንስን ንበረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 04/09/ 2007 ዓም ክሳብ ዕለት 21/09/ 2007 ዓም ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ናብቲ ንጨረታ ሳንዱቅ ዝተዳለወ ኣታዊ ክገብር አለዎ::

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/09 /2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ሳንድቅ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/09/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:30 እዩ::

8 ኣብ ምንግስታዊ ቤት ዕዩ ኣብ ዝፍፀም ግዝኢት ንምስታፍ ኣብ ናይ ኣቕሑት ግልጋለት መቕረብቲ ምኻኖም ዘረጋገፅ መለለይ ካርዲ ዘለዎ ኮፒ ገይሮም ከትሓሕዙ አለዎም::

9 ጨረታ እንትክፈት ተጫረቲ ሕጋዊ ወኪላት ክርከቡ ንዕድም::

10  ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋክል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

11  ካብቲ ዝሰዓረ ንብረት 20% ክዉስክን ክቕንስን ይኽእል::

12 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝርዝር ዝሐዘ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን ሓበሬታ እንትሃልይዎም አብ መብርሂ ይሓብሩልና::

13 ቀዳም ጨረታ ሰነድ ንሸይጥ ምኻና ንሕብር::

መተሓሳሰቢ

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝርከበሉ ቦታ ፎቶ ደስታን ጥዕና ጣብያን መቐለ እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo