ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር :ኤለክትሮኒክስ :ናይ ማይ መገልገልቲ አቁሑት ን 2010 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገለ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን:;

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ 13/08/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ንሕድሕድ ሰነድ 50.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል 3 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኩሉ 5000 ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/10/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 4/10/2010 ዓ:ም ሰዓት 9:15 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ብፖስታ ብዝተዓሸገ ከቅርበ ዝክእል

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ እዩ::

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03442413232 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ::

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo