ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2010ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ አለዎም

2 ናይ ጨረታ መክብሪ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒአ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምወሳድ ዝክእል

3 ካብ ተቁ 1 እስካብ 3 ከማልኡ ዝክእሉ ተጫረትቲ ናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 21/09/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ክተትእተዉ ትክእሉ

4 እዚ ጨረታ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 21/09/2010 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ አይረከቡ እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይዕገትን

6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344405806 / 0342410085 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo