ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ናይ 2010 ዓም ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ን ንመሬት መቆፃፀሪ GCP ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ

ፅሕፈት ን ንመሬት መቆፃፀሪ GCP ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ንናይ መሳርሒ ፅሕፈት ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 229 ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

2 ንመሬት መቆፃፀሪ GCP ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ምዉሳድ ይከአል እዩ

3 መከበሪ ንመሳርሒ ፅሕፈት 30000 /ሳላሳ ሽሕ ቅርሺ/ : ንመሬት መቆፃፀሪ GSP 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ/ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ወይድማ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ሕጋዊ ግብሪ ዝከፈልሉ ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሱን : ተወሳኪ እሴት ታክስ ሬጅሰተርን ፈቃድ ንግዲኩም በቲ ዘፈር ንግዲ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለር ዝገበሩን ዝተመዝገቡን በቢወርሑ ናይ ግብሪ ኣካቢ ዝከፈሉ ምካኖም መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 እዚ ጨረታ ካብ 8 ጉንበት 2010 ዓም ክሳብ ካብ 22 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 6:00 ሰነድ ጨረታ ይወስዱ

5 እዚ ጨረታ ካብ 22 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት ሰነድ ጨረታ ይክፈት

6 ሰነድ ጨረታ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ አለዎም

7 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን

8 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ዉይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342405423

ኣድራሻና ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሊከስ ህንፃ 3ይ ብሎክ 2ይ ደብሪ ብሮ ቁፅሪ 229 መቐለ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo