ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ንታሕቲ ዝቀረቡ ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ምግዛእን ምሽጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ ኣብቲ ዝጫረተዎ ኣቅሓ ተዛማዲ ስራሕ ዝተዋፈረ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ
  • ዘገልገሉ ጎማታት መኪና ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና ዝተፈላለዩ ካልኦት ኣቅሑን

1 እቶም ኣቅሑ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልታት ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ሰዓት ስራሕ ምርኣይ ይከኣል

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሰዓት ስራሕ 100 ቅረሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ምዉሳድ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ብጨረታ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ዋጋ ኣብ ዉሽጠ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕልዎ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዘለዎም

5 እቲ ጨረታ 14 ጉንበት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ይክፈት

6 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342409913

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo