ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፈርኒቸር ኤሌክትሮኒክስን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ

1 ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ : መቕረባይነት ምዝገባ : ቲን ናምበር ኸቕርብ ዝኽእል

2 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝውፀአሉ ዕለት 01/09/10 ዓ/ም ክሳብ 15/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካአል ኮይኑ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/09/2010 ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ንዘትሐዝዎ ገንዘብ 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ 1000039926621 ሒሳብ ቁፅሪ አታዊ ብምግባር ናይ ባንኪ ደረሰኝ ሒዞም ክመፁ ይግባእ

4 መግዝኢ ጨረታ ሰነድ ንፈርኒቸር 30 ብር ንሕትመትን ኤለክትሮኒክስን ብነፃ

5 ንኩሎም ዓይነት ጨረታ ኣቅሑት ተወዳደርቲ ቫት ዝተመዝገቡ ዘይተመዝገቡ ኮይኑ ንቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናልን አብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ሐደ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል

7 ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላት ብዘይ ምቕራቦም ስነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ ኣይተኣናቐፍን ወይ ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን::

8 ተጫረቲ ሽም ኣድራሻ ክታምን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ

9 ተጫረቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሽድሽተ መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 % ናይ ምዉሳክን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

 


11 እቲ ቤት ዕዩ ካብ ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ስፐስፊኬሽን መለክዒ ካልእ ዝኮነ ዓይነት መስተካከሊ ምግባር ተቀባልነት የብሉን ኣስተካኪሉ ዘመፀኣ እንተሃሊዩ ግን በቲ ንሕና ዘዳላናዩ ከም ዝተጫረተ ተሓሲቡ ናብ ዉድድር ብምሕላፍ ሰዓራይ ይከዉን

12 ትራንስፖርትን ምፅዓንን ምርጋፍን ዝምልከት ባዕሉ ሰዓራይ የጎዓዕዝ

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ 14 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914702652 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo