ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ ቁፅሪ 15/ 2007 ዓ/ም 

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ንሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ  ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ  ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡

  1. ናይ 2006 2007 ዓ/ም   ዝተሐደሰ ሕጋዊ  ንግዲ  ፍቓድ ዘለዎ፡፡
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዝሐዝኩምን ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርትፊኬትን  ናይ ወርሒ መጋቢት 2007 ዓ/ም ዴክሌር ዝተገበረሉ መረዳእታን ክተቕርቡ ትክእሉ፡፡
  3. ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ  ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩምን ኦርጀናል ንብረት ከቅርብ ዝክእልን::
  4. ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይንኩም  ዝሰዓርኩምዎ  ንብረት  በቢዝምልከተኩም  ብደብዳቤ   ተገሊፅልኩም  ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ  ዉሽጢ  10 መዓልቲ  ብናይ ባዕሉ  መጋዓዝያ ናበ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ   ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ ብሰብ ሞያታት ኣፈቲሹ  ኣታዊ  ክገብር  ዝክእል::
  5. ተጫረቲ  መወዳደሪ  ደኩሜንትኩም  ስርዝ  ድልዝ  ዘይብሉ  ሽምን  ኣድራሻን ዘለዎ  ናየቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ  ኮይኑ ሓደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒን  መነፃፀሪ  ዝከዉን   ብሽምዒ  ብዝተአሸገ ፖስታ  ነዚ ጨረታ ተባሂሉ  ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ/ስለሴ   ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03  ዝተዳለወ  ናይ ጨረታ  ሳንዱቅ ክተእትዉ  ከምትክእሉ::
  6. ተጫረቲ  ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ  ዘይምለስ  30/ 08 /2007 ዓ/ም  ክሳብ  15 /09 /2007 ዓ/ም  ክሳብ ሰዓት 3:00 ንጉሆ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
  7. እቲ ጨረታ ዕለት  15/09/ 2007 ዓ/ም ልክዕ  3:30 ንጉሆ  ተዓፅዩ  ሰዓት 4:00  ንጉሆ  አብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን  ገ /ስለሴ  ኣስገዶም  ዕ/ሓሙስ  ከይዲ ስራሕ  ዕደጋን ፋይናንስን  ንብረት  ምምሕዳርን   ተጫረቲ  ወይ  ሕጋዊ  ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ  ይክፈት
  8. ተጫረቲ  መክበሪ ጨረታ  ብር  3000.00 (ሰለስተ  ሽሕ  ብር)  ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብ cpo  ወይ ብጥረ  ገንዝብ  ክተትሕዙ  ይግባእ::
  9. ትካልና  መጠን ዝግዛእ  ንብረት   20%  ክዉስክን  ወይ  ክቅንስን ዝክእል  ምኮኑ::
  10. ትካልና  ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ  ነቲ ጨረታ  ብሙሉእ  ኮነ ብክፋል  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ሕልዉ  እዩ ::

    ንዝበለፀ  ሓበሬታ  ብቴሌፎን  ቑፅሪ 0347730211   ደዊልኩም  ሕተቱ:: 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo