ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕክምና ናዉቲ/ሲሊንደር/ :ናይ መኪና መለዋወጢ :ፈርኒቸር /ሸልፍ/ : ህንፃ አቁሑት /ብረት መሳልል/: ኣቅሑት ጀነሬተር: ፅሬት አቁሑት: መኮረኒን ሳልሳን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ (ከስርሕ) ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ምካኑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መክበሪ ጨረታ ንጀነሬተር 10,000 ንካልኦት ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ዝሰዓረ ተጫረቲንዝሰዓሮንብረትብናይባዕሎምኣብሆስፒታልመቀለየረክብ

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሐዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ

5 ንመከበሪ ዉሕስና ጨረታ ዘቅርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ ካብዚ ወፃኢ ዝመፅእ ተቀባልነት የብሉን

6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 35 ብር እዩ

7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 29 /8/2010 ጀሚሩ ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 62 እነዳገዛእኵም ምዉሳድ ይክእል

8 እዚ ጨረታ ዕለት 13/9/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልዘ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

10 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ሰነድ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን ድሐሪ ምክፋቱ ክሳብ 60 መዓልቲ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo