ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ህክምና : ኣቅሑት ቤተ ፈተነ : ናይ በሪ መዓፆ መዕፀዊ መክፈትን : ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቀፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘቅርቡ ብቅዓት መረጋገፂ ብቅዓት መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንናዉቲ ሕክምና አቅሑት ቤተ ፈተነታትን 40000 ኣርባዓ ሽሕ ቅርሺ ንናይ በሪ ማዕፆ መዕፀዉን መክፈትን 5000 ቅርሺ ንላፕቶፕ 5000 ቅርሸ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታኩም ብሰምዒ ዝተዓሸገ ኤንቨሎፕ ሐደን ዋንኡን ሐደ ቅድሑን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ብምምልእ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ምእታዉ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ 10/9/2010 ዓም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 ሰዓራይ ትክኣል ብዝተዉሃቦ ስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብ ይግባእ

10 ሰዓራይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ከቅርብ ዝክእል

11 ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲታት አታዊ ይገብር

14 ነቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ዘምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

15 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ቀፅሪ ጥዕና ጣብያ ዓዲ ሽንድሑን ናብ ዝርከብ ሓድሽ ትካል ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342413795 /0910385045

መዘካከሪ ንላፕቶፕን በሪ መዕፆ መዕፀዉን ምክፈትን ተወሳኪ ክማልኡ ዝግቦም መረዳእታት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይቲ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo