ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ካልኣትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ወረዳ እንደርታ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም ግብሪ ዝከፈለ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2010 ዓም ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ እንደርታ ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ምክበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 11 ጕንበት 2010 ዓም ሰዓት 4፡00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ብመሰረት መዓቀኒ ንኩሎም ኣቅሑት ዝርዝር ዋጋ ዘየቅረብ ተጫራታይ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

9 እቲ ትካል ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

11 ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo