ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዮ ሎታት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ሎት 1ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 መኪና ጎማ ሎት 3 ፈርኒቸር ሎት 4 ኤለክትሮኒክስ

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ዘለዎም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከተቅርቡ ትክእሉ

2 ጨረታ መክበሪ 3000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ:: 3 ተወዳደርርቲ ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 25/8/2010 ዓም እሰካብ 14/9/2010 ዓም ኣብ ቢሮ 22 ዳ/ፋ/ን/ምም መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 14/09/ 2010ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰኣድራሻብግልፂ ይኽፈት:: ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ዝርዝር ስርዝ ድልዝ ጌርካ ምፅሓፍ ተቐባነት የብሉን

5 ቢሮና ዝሕትሞም ሕትመታት ከምኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ  ዝተሓለወ ዮ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo