ቤት ፅሕፈት ቤት መዛጋጃ ከተማ ሓዉዜን ንግልጋሎት ተሽከርከርቲ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሐዉዜን

1 ናይ 2009 ዓም ግበሪ ዝከፈሉ ምካኑ መረዳእታ ዘቅርብ

2 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ኣግባብነት ዘለዎ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዝሐዘን ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓም ዓም ድክለራስዩን ዝተገበረሉ መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል

4 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅራባይት ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ዉሕስና መክበሪ ጨረታ 3000 ብጥር ገንዝብ ወይ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኩነታት ዘይትመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ቤት መዘጋጃ ካብበ ሓዉዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሮ 08 ምዉሳድ ይከኣል

7 ካብ ዕለት 15/8/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ኩሎም ሰነዳትን ስልጠን ብዘለዎ ኣካል ተፈሪመን ማህተም ተገይሩን ናይ ግበሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ : ተወሳኪ እሴት ታክስ : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ናይ ጨረታ መከበሪን ካልኣት ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ካብ ቤት ፅሕፈትና ቤት መዘጋጃ ከተማ ሓዉዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 08 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/9/2010 ዓም 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 4:30 ይክፈት

9 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ስራሕ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ እንተዘይኮኑን ካሊእ መምርሒ ዕደጋ ዝፈቅዶ ብዘይምፍፃሙን ቤት ፅሕፈት ዝተትሓዘ ዉሕስና መክበሪ ናይ ምዉራስ ወመል ዝተሐለወ እዩ

10 ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት አታዊ እንተይገይሩ እቲ ኣተዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1 / 1000 ቀተፂዑ እቲ ዝሳዓሮ ንብረት አታዊ ይገብር

11 ሰዓራይ ንዝሳዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጋዓዝያን ብምሽፋን ኣብ ከተማ ሓዉዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን አጎዒዙ ዘቅርብ

12 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ዘትሓዞ ናይ ጨረታ መከበሪ ብመሰረት መምርሒ ዕደጋ ይምለሰሉ

13 ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ ንብረት መጠን 20 ሚእታዊ ክንዉስክን ክንቅንስን ንክእል ምካኑ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ ቁፅሪ 0346670524

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo