ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመት: ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቀሑት (ፈርኒቸር): ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ናይ መኪና መጋየፂ : ነዳድን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መለለይ ግብሪ ከፋላነት መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ ሰርተፊኬት ናይ መጋቢት ወርሒ ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርቡ 1 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምዃኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ዘቕርቡን

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 4000 ናይ ፀሬት መሳርሒ ሕትመት ንሕድሕድ ብር 3000 ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪክ ህንፃ መሳርሒ ንሕድሕድ ብር 5000 ፈርኒቸር ነዳድን ቅብኣትን ናይ መኪና መጋየፂ ንሕድሕድ ብር 1000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፖኦ ብሽም ማእከልና ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ንሕድሕድ ዓይነት ዘርፊ ጨረታ ካብ ማእኸል ሃወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 04 ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር /ጥራሕ ከፊሎም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 19/08/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 2/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ ስራ ሰዓት ዓዲጎም ነፀላን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ቫቱ ሓዊሶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናልን ኮፕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ናይ ትካሎም ማህተም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንደቅ ኣታዊ ይገብሩ

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝርከብሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሃወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 07 ይኸዉን

5 ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብሶም ምግላልን ኣይክእሉን 

6 ጨረታ ዕለት 2/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 2/09/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተኣጎጎልን

7 ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉን እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን

8 እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስ ተኸፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ መጠን ንብረት ክሳብ 25 % ክዉስክ ወይ ክቕንስ ይኽእል

9 ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ውዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ከትሕዝ ዝኽእል 

10 ዘሸነፍዎ ንብረት መቕረበቲ ብናይ ባዕሎም ናይ ትራንስፖት ወፃኢ ናብ ማእክል ሃወልቲ ሰማእታት ኣታዊ ክገገብሩ ዝኽእሉ 

11 ማእኸልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅእ እንተኾይኑ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 00342400058 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo