ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ንበጀት ዓመት 2010 ዓም ካልኣይ ዙር ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና መጋየፂታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መለለይ ቑፅሪ ዘለኩም ቢሮ ትልምን ፋይናስን ብዘዉፅኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል

2 መኽበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 (ሰለስተ ሽሕ )ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና መጋየፂታትን 2000 ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእል

3 ንመሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና መጋየፂታትን ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቢሮ ቑፅሪ 34 ካብ ዕለት 17/08/2010 ዓ/ም ክሳብ 2/09/2010ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ

ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

4 ንመሳርሒ ፅሕፈት ንዕለት 21/02/2010ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

5 ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና መጋየፂታትን ዕለት 2/02/2010ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

6 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይተኣጎጎልን

7 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ

8 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo