ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ታት

1. ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም

2. ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን 3. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

4. ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ለካቲትን መጋቢትን 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

5. መቅረባይነት ዝተመዝገበኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን

6. መክበሪ ጨረታ 20,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7. ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ንዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስረሕ ዕደጋ ቁፅሪ ቢሮ 42 አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8. እቲ ጨረታ ካብ 18 ሚያዝያ 2010 ዓም ጀሚሩ ን 15ተ መዓልቲ አብ ኣየር ዝፀንሕ እንትከዉን ጉንበት 2 2009 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

9. ጨረታ ዝሰዓረ ትካል ብዝተዉሃቦ መዐቀኒ ረቋሒ መሰረት ዘቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ

10. ተጫራታይ ብመዐቀኒ ረቋሒ መሰረት ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ መቅረባይ ትካል ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቢሮ ሓለወ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣታዊ ይገብር

11. ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ኣታዊ ዝገብርን ዉሕስና

12. ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ ቢሮ 42 ንነፍስወከፍ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

13. ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0344404715 ወይድማ 0344400451ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo