ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኮምፒተራትን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ናይ 2010ን ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድክተቅርቡትክእሉ

2 ዝተሐደሰመቅረባይነትሰርተፊኬትክተቅርቡትክእሉ

3 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪሰርተፊኬትከትቀርቡትክእሉ

4 ናይ ቫት ሰርቴፊኬትን ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ዴክሌር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታን ክተቅረቡ ትክእሉ

6 ጨረታሰዓርቲእንተከይንኩምዝሰዓርኩምዎንብረትዉዕሊካብዝኣሰርኩምዎዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 15 መዓልቲብፅሬትንመጠንንብናይባዕልኩምመጎዓዝያናብትካልናክተቅርቡትክእሉ 7መወዳደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምንፌርማንክህልዎይግባእ 8 ተጫረቲዘይመለስ 30 እናከፈልኩምሰነድጨረታካብ ሃ/ሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብረትምምርካብ 18/08/2010 ዓምክሳብ 02/09/2010 እናመፃእኩምክትወስዱትክእሉ

8 ተጫረቲናይጨረታዉሕስና ንሕድሕድ 3000 CPOÂ ብጥረገንዝብብባንኪዝተረጋገፀቼክወይካልእከተትሕዙትክእሉ

9 እቲጨረታዕለት 03/09/2010 ዓምልክዕሰዓት 4:00 ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለት 4:30 ኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንኮሌጅከይዲስራሕዕደጋንፋይናንስንንብረትምምሕዳርንተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣብዝተረከብሉይክፈት 10ተጫረቲሰብዋናወይምተወከልተምእንተዘይተረኪቦምምክፋትከይዲስራሕጨረታኣይተኣጎጎልንወይምከይተከፈተዝምለስፖስታየለን 11ትካልናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኪቡበሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ 15 ንዝበለፀሐበሬታብኣካልኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንኮሌጅብስልኪቁፅሪ 0919529700 ደዊልኩምምሕታትትክእሉኢኩም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo