ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሄት ከሕትም ይደሊ

ማሕበር ባህሊ ትግራይ

1 በዝሒ ብቁፅሪ 500 መፅሄት (ኮፒ)

    

 2 ናይ ሽፋን መፅሄት ሕብራዊ ኮይኑን 250 ግራም ሃርድ ፔፔር ላምኔትድ

3 ናይ ዉሽጢ ወረቀት 150 ግራም ኮይኑ ፅሑፋቱ ሙሉእ ብሙሉእ ሕብራዊ

4 በዝሒ ገፅ 54 ናይ ዉሽጢ

5 ናይ ዲዛይን ኣዉት ላይ ስራሕቲ ኣካቲቱ

6 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድቁምን ቲን ቁፅሮምን ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ

7 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ብስፒኦ ከቅርቡ ይግባእ

8 እቱ ሕትመት ንምቅፃል ሐደ ኮፒ ሰሪሖም ከቅረቡ አለዎም ድሕሪ ስምምዕነት ሙሉእ ሕትመት ይቅፅል

9 ተጫረቲ ዝሰርሑሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፊርማን ተማሊኡ ካብ 17/8/2010 ክሳብ 26/8/2010 ዓም ሰዓት 10:00 ጥራሕ ኣብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ የእትዉ

10 እቱ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/8/2010 ዓም ሰዓት 3:00

11 እተቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር

12 ዝሰዓረ ተጫራታይ ዝሰዓሩ ምካኖም ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ክጅምር ይግባእ

13 እቱ ስራሕ ሰሪሑ ዘረከብሉ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ክንደ መዓልቲ ሰሪሑ ከምዝረክብ ብግልፂ ከቅምጥ አለዎ ዝሓፀረ ግዘ ዘቅርብ ዝበለፀ ተመራፃይ ይከዉን

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልን ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo