ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝተፈላለዩ ሞዴል ዝኮና ዝኣረጋ መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ተጫረቲ ካብ ዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ CPO ወይድማ Unconditional bank guarantee /Validate 90 Cal.day ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

2 ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዶክመንት ኣብ ዋና ቤት ቢሮ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ 4ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 409ን ብብር 100 እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

3 ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/ 8/2010ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/8/2010ዓ /ም ክሳብ ሰዓት3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/8/2010ንጉሆ ሰዓት 3:30 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::

5 ጨረታ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ እተን መካይን ዝርከበሉ ቦታ መቐለ ዋና ቢሮ ብምምፃእ ክትሪእዉን ትክእሉ እንተዘይተረኪቦም እዉን ጨረታ ይክፈት

6 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ጠቅሊሎም ከፊሎም ክወስዱ ዝክእሉ

7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ እነተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስኪ ቁፅሪ 0342400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo