ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደንቢ ክዳን ላዉንደሪ መድረቂን መተኮስን ማሽናት ፍርጅን ከምዉን ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል

ሎት 1 ላዉንደሪ መድረቂን መተኮስን ማሽናት ፍርጅን ሎት 2 ናይ ቢሮን ገዛን አቁሑት(ፈርኒቸር) ሎት 3 ደንቢ ክዳን

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2010 ዓ/ምንግዲፍቃድዘሐደሱን

2 ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ እዋን ሐደ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

3 ብተዋፈር ምካኑ ዝተዉሃቦ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ካርድ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ እዋን ሐደ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ግልጋሎት ንምሃብን ንምስታፍን ዝተዉሃቦ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረብቲ ካርዲ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ እዋን ሐደ ዋናን ቅዳሕነ ከቅርብ ዝክእል

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝእትዉ

6 እቲ ጨረታ ኮነ ኢላ ዘዛብዕ ከጭበርብር ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ብናይ ክልል ትግራይ ዕድጊት መምርሒ ዝደንገጎ ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

7 ድሕሪ ጨረታ ምካፈቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣብ ሰነድ ጨረታ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀድን

8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንበረት እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ማዓለቲ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምም ንብረትን ብአካል ቀሪቡ ዉዕሊ ይኣስር

9 ኣክ ከይዲ እቲ ጨረታ ቅሬት እነተሃልዎም ጨረታ ዉሳነ ከብ ዝረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 3 ተከታተለቲ መዓልቲ ጥራሕ ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቅሬትኡ ብፅሑፍ ከቅርብ አለዎ

10 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 16/ 08 /2010 ዓም ክሳብ 30 /08/ 2010 ዓም ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምም ንብረትን ሰነድ ጨረታ ወሲዱ ዋጋ ብትክክል መሊኦም ንዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዋናን ዳሕን ብፖስታ ዓሺጎም ክእትዉ ይክእሉ

11 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንበረት ጠቅላላ ዋጋ 10 %ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

12 እቲ ሆስፒታል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ሆስፒታል 20 ምእታዊ ናይቲ ዝተስዓረ መጠን ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

14 እቲ ጨረታ 30 /08/ 2010 ዓም ዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራ ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርከተማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344452201

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo