ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፋቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለዎም

3 መረዳእታ መለለይ ከፋለይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ አብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ቀደማይ ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ የከኣል

6 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልካታ ከብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/8/2010 ዓም ክሳብ 26/8/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ኩሉ ሻብ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ የከኣል

7 መከበሪ ጨረታ ሰነድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ

8 ሰነድ ጨረታ ክሳብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 26/8/2010 ዓም ሰዓት 8:45 ይዕሸግ እዚ ጨረታ 26/8/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት

9 ጨረታ ሰዓራይ ጨረታ ምካኑ ብደቡደቤ ካብ ዝተገለፁ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል

10 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታ ካልእን መብረሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራይ ምሕታት ይክእል

10 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ንኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ኣብ ዉሽጢ 20 ተከታታልቲ መዓልቲ ብመሰረት እቲ ዝወፀ ዝርዝር ናብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ከረክብ ይግባእ

11 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳከኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344403477 / 0344408299 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo