ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በዚ ዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ

3 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

4 ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ኣብ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

5 ንመድሓኒት ናዉቲ ሕክምናን ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዘለኩም

6 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ናብቲ ቤት ፅሐፈት ዳጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንበረት ምምሕዳርን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይ ዓይኒ ሸራሮ ምስናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ተእትዉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን ክትወስዱ ትክእሉ

8 ሰዓራይ ጨረታ ካብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ወፃኢ ካሊእ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ሆስፒታል ንብረት ክፍሊ ከቅርብ ዝክእል

9 ካብ ዝሰዓርክምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዝብ ወይ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ወይ እዉን ቼክ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ አለኩም

10 መከበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ብሕጋዊ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋፀ መዘዚ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ 5000 ቅርሺ ክተትሕዙ አለኩም

11 ሰነድ ጨረታ ካብ 11/8/2010 ዓም ክሳብ 25/8/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 25/8/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 25/8/2010 ዓም 5:00 ቅሚ ቀትሪ ይከዉን

13 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 60 መዓልቲታት ይከዉን

14 እቲ ቤት ዕዩ ሰዓራይ ካብ ዝመረፀሉ እዋን ዝግዛእ ንብረት ክም ኣድላይነቱ ካብ ነብስ ወከፍ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለዎ

15 ናይሕድሕድ ንብረት ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልና ዝርዝር ሰንጠረዥ ብንፁር ክምላእ አለዎ

16 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

17 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348500071 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo