ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈትን: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬትን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴተ ታክስ ዝኮንኩም ናይ 2010 ዓም በቢዘፈር ስርሕ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ምቅራብ እትክእሉ

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም እዉን መረዳእታ ዘለኩም ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መራዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ እዉን ዘለኩም ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር እዉን ምቅራበ እትክእሉ

4 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም

5 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን እዉን ክተቅረቡ ይግባእ

6 መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ ኤሌከትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቅሑት ምተር ሳይክልን ንነብሰወከፍ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ አለዎም 5000 ንኣቅሑት ፅሬት መክበሪ ጨረታ 500 ቅርሺ ኮይኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዝኮንኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ትክእሉ ምክንኩም እንዳሓበርና ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ንዝይኮንኩም ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰን ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን ክተቅረቡ አለኩም

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንመሳርሒ ፅሕፈታትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ንነብስወከፎም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ ንኣቅሑት ፅሬት ድማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ካብ 10 ሚያዝያ 2010 ዓም ክሳብ 24 ሚያዝያ 2010 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

8 እቲ ጨረታ 25 ሚያዝያ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣታዊ ይገብር

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344442755

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo