1 ናይ ህወሕት ቤ/ፅሕፍት ቤሮ ቁፅሪ 113 እናመፃእኩም ዘይምለስ 30 ብር ( ሳላሰ ብር) ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምዝክእሉ ንሕብር 2 ናይ 2005 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደስኩምን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ 3 VAT ዝተመዝገበ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ዘለዎ 4 ንዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊሉ ከቕርብ ዝክእል 5 ዝርዝር ዓይነት ንብርት ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ሓታዊ ዝግበረሉ ካብ ዕለት 25/9/2006 ዓም 4/10/2006 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት 6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11 ይከዉን 7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 5/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት 8 ተጫራቲ ናይ ዋጋ ዝርዝር ምስ ቫቱ(VAT) ክኸዉን አለዎ 9 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እብ ዘለዎዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት 10 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ 5 % ብር የትሕዙ 11 ካብቲ ንብረት ከረከበሉ ዝተባሃለ ዕለት ልዕሊ 10 መዓልቲ እንተሓሊፉ እቲ ዘተሓዝዎ 5% ተቆሪፁ እቲ ንብረት ከቅርብ ይግበር 12 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእትዉ ክኸዉን ኣለዎ 13 ዝግጠሙ ገጣጢሙ ዘረክብ ጉዕዞን ምግጥጣምን ንዝፍጠሩ ( ዝበላሽዉ ) ንብረት ባዕሉ ሓላፍነት ዝወስድ ውሕስና ክህበ ዝክእል ክፈልጥ ይግባእ NB: ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እትረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (56)
- ኮንስትራክሽን (798)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3922)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (201)
- ሕርሻ (380)
- ህንፃ መሳርሒ (2040)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1499)
- ምምካር (153)
- ትምህርቲን ስልጠና (169)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1610)
- ምግብን መስተን (409)
- እግድ (36)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (51)
- ፈርኒቸር (1151)
- ጥዕና (247)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (273)
- ፅገና (703)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (336)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2690)
- ምስሊን ቀረፃን (18)
- ስራሕቲ ሕትመት (1502)
- ስራሕቲ ምልላይ (67)
- ክራይ (632)
- መሸጣ (968)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (77)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1247)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (455)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (334)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (540)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (231)