ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ ሒሳብ ብደገ ኦዲት ከግብር ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ

ኣብ ትሕቲ አመራሓ ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም ተጫረቲ ከማልእዉዎም ዝግባእ ረቃሒ

1 ንቤት ዕዮና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2010 ዓም ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ዘሐደሰን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታት ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ካብ መኮኒ ከተማ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 09 /08 /2010 ዓም ክሳብ 18 /08 /2010 ዓም 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ክሳብ ዕለት 19/ 08 /2010 ዓም ሰዓት 3:00 ከእትዉ አለዎም

6 እቲ ጨረታ 19 /08 /2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሓበሬታ 0928942332

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo